Mekelle 70 Enderat football club

Mekelle 70 Enderat football club

Share

Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Mekelle 70 Enderat football club, Health/Beauty, mekelle, Mekelle.

19/09/2026

መልካም የስራ ዘመን

ክለባችን መቐለ 70 እንደርታ ስፖርት ክለብ በቅርቡ በተካሄደው መደበኛ እና የምርጫ ጠቅላላ ጉባኤ የኢትዮጵያ እግር ኳስ ፌዴሬሽንን በፕሬዝዳንትነት እንዲመሩ ለተመረጡት አቶ ኢሳይያስ ጅራ እና የስራ አስፈፃሚ ኮሚቴ አባላት በሙሉ እንኳን ደስ አላቹህ እያለ መልካም የስራ ዘመን እንዲሆንላቹህ መልካም ምኞቱ ይገልፃል።

15/09/2026

ዋዕሮታትና ተዓዊተን

ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክለታ መስቀል ዓጋመ ሎማዓንቲ ብዝተኻየዱ ውድድራት እንትጅምር ኣብ ውድድር ኮርስ ደቂ ኣንስትዮ ልተሳተፋ ዋዕሮታትና ብሉፅ ውፅኢት ኣመዝጊበን። ኣብቲ ውድድር ተቐዳዳሚት ጋንታና ቅድስት አረጋዊ
ካልኣይ ደረጃ ሒዛ ውድድራ እንትዛዝም ዛይድ ወልደ ገብሪኤል ድማ ሳልሳይ ደረጃ ክትሕዝ ኽኢላ እያ። ብጋንታ ድማ ጋንታና መቐለ 70 እንደርታ ቐዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዋቲት ኾይና።

11/09/2026
10/09/2026

ልሳልሳይ ተኸታታሊ ዓመት ኣብ ቻምፕዮን ሺፕ ጋንታታት ኣፍሪካ ትሳተፍ ጋንታና ተጋጠምታ ፈሊጣ።
ሎማዓንቲ ኣብ ልወፀ ምድብ ድልድል መበል 47 ቻምፕዮን ሺፕ ጋንታታት ኣፍሪካ ጋንታና ኣብ ምድብ መ ምስ ኣንጎላዊት ጋንታ ፕሪሜሮ ዴ ኣጉስቶይ ኮንጓዊት ጋንታ 'Jsk' ተደልዲላ።

Photos from Mekelle 70 Enderat football club's post 02/09/2026

ልሳልሳይ ተኸታታሊ ዓመት ኣብ ዓብይ ኣህጉራዊ መድረኽ ቻምፕዮን ሺፕ ኩዕሶ ኢድ ኣፍሪካ 💪

ኣየኹም ናይና 🤍❤️

30/08/2026

𝐍𝐞𝐱𝐭 𝐬𝐭𝐨𝐩: African Handball Championship! 🏆🌍 🤾‍♂️

𝟏𝟓 games, 𝟏𝟓 wins, 𝟎 losses 🖐✌

26/08/2026

Champions are back 🏆🔴⚪️

25/08/2026

ስፖርት ክለብ መቐለ 70 እንደርታ ልመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ልመበል 1501 በዓል መውሊድ ነቢይ ሙሓመድ ብሰላም ኣብፀሐኩም ክትብል ትፈቱ።

Photos from Mekelle 70 Enderat football club's post 16/08/2026

ተቀዳዳሚ ጋንታና ሃይላይ ኣረጋዊ ሳልሳይ ደረጃ ሒዙ ውድድሩ ዛዚሙ

ሎማዓንቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ሓምሻይ መድረኽ ክረምታዊ ቻምፕዮን ብሽክሌታ ትግራይ ተቐዳዳሚ ጋንታና ሃይላይ ኣረጋዊ ሳልሳይ ደረጃ ሒዙ ውድድሩ ዛዚሙ።

80 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ እቲ ውድድር ኣቤል በላይ ካብ ጋንታ ትራንስ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ፤ ኣማንኤል ብርሃነ ካብ ስራሕቲ ንግዲ ጉና ካልኣይ ደረጃ እንትሕዝ ኣብ ሳልሳይ መድረኽ ተዓዋቲ ዝነበረ ተቀዳዳሚ ጋንታና ሃይላይ ኣረጋዊ ድማ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ ኣሎ። ኣብ መንጎ ኣብ ዝተሳለጠ ቅፅበታዊ ውድድር ድማ ተቐዳዳሚ ጋንታና ፀጋይ ዮሃንስ ሳልሳይ ደረጃ ክሕዝ ክኢሉ ኣሎ።

07/08/2026

ናይ 70 ዓመት ምስረታ በዓልኩም ኣብ ምኽባር እትርከቡ መላእ ደገፍቲ ፣ ኣመራርሓ ከምኡ ድማ ኣባላት ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓድግራት እንኳዕ ላብዚ ክብረ በዓል ኣብፀሐኩም። ስፖርት ክለብ መቐለ 70 እንደርታ ብሽም መላእ ደገፍታይ ኣመራርሓይ እንኳዕ ላብዚ ኣብቀዐኩም ክትብል ትፈቱ።

Category

Website

Address


Mekelle
Mekelle

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Mekelle 70 Enderat football club posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Subscribe

We will notify you when anything happens in Mekelle.